ኢሳይያስ 65:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ገላዎይ ኪበልዑ፡ ንስኻትኩም ግና ክትጠምዩ ኢኹም።+ እንሆ፡ ገላዎይ ኪሰትዩ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትጸምኡ ኢኹም። እንሆ፡ ገላዎይ ኪሕጐሱ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትሓፍሩ ኢኹም።+
13 ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “እንሆ፡ ገላዎይ ኪበልዑ፡ ንስኻትኩም ግና ክትጠምዩ ኢኹም።+ እንሆ፡ ገላዎይ ኪሰትዩ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትጸምኡ ኢኹም። እንሆ፡ ገላዎይ ኪሕጐሱ፡+ ንስኻትኩም ግና ክትሓፍሩ ኢኹም።+