-
1 ነገስት 12:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 “ኣቦይ ኣርዑት ኣኽቢዱልኩም፣ ኣነ ኸኣ ንኣርዑትኩም ክውስኸሉ እየ። ኣቦይ ብሓለንጊ ገሪፉኩም፣ ኣነ ኸኣ ብጭጕራፍ ክገርፈኩም እየ” ኢሉ ድማ ከም ምኽሪ እቶም ኣጕባዝ ገይሩ ተዛረቦም።