1 ነገስት 18:17, 18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣከኣብ ንኤልያስ ምስ ረኣዮ፡ “ኣታ ኣብ እስራኤል ብዙሕ ጭንቂ እተምጽእ፡* ንስኻ ዲኻ፧” በሎ። 18 ንሱ ድማ፡ “ንስኻን ቤት ኣቦኻን ትእዛዛት የሆዋ ብምሕዳግኩምን ንበዓላት ብምስዓብካን እምበር፡ ኣነስ ኣብ እስራኤል ጭንቂ ኣየምጻእኩን።+
17 ኣከኣብ ንኤልያስ ምስ ረኣዮ፡ “ኣታ ኣብ እስራኤል ብዙሕ ጭንቂ እተምጽእ፡* ንስኻ ዲኻ፧” በሎ። 18 ንሱ ድማ፡ “ንስኻን ቤት ኣቦኻን ትእዛዛት የሆዋ ብምሕዳግኩምን ንበዓላት ብምስዓብካን እምበር፡ ኣነስ ኣብ እስራኤል ጭንቂ ኣየምጻእኩን።+