ምሳሌ 9:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንመላገጺ ኣይትግንሓዮ፡ እንተ ዘይኰነስ ኪጸልኣካ እዩ።+ ንጥበበኛ ግንሓዮ፡ ንሱ ድማ ኬፍቅረካ እዩ።+ ምሳሌ 19:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣብ መጻኢኻ ጥበበኛ ምእንቲ ኽትከውንሲ፡ምኽሪ ስማዕ፡ ተግሳጽ እውን ተቐበል።+