መክብብ 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ከመይሲ፡ ከምቲ ገንዘብ ዕቝባ ዚኸውን፡+ ጥበብ እውን ዕቝባ እያ፣+ ጥቕሚ ፍልጠት ግና እዚ እዩ፦ ጥበብ ንዋናኣ ብህይወት ተንብሮ።+