ምሳሌ 1:22 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 “ኣቱም ዘይለበምኩም፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ዘይልብምና ኽትፈትዉ፧ ኣቱም መላገጽቲ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ብላግጺ ባህ ኪብለኩም፧ ኣቱም ዓያሹ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ፍልጠት ክትጸልኡ፧+ ሮሜ 1:20, 21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እቲ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርአ ባህርዩ ዀነ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን+ ኣምላኽነቱንሲ፡+ ካብ ፍጥረት ዓለም ኣትሒዙ ብንጹር ይርአ እዩ፣+ ስለዚ፡ ዜመኻንይዎ የብሎምን። 21 ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ኣየኽበርዎን፡ ኣየመስገንዎን እውን፣ የግዳስ፡ ብሓሳቦም ከንቱ ዀይኖም፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦም እውን ጸልሚቱ።+
22 “ኣቱም ዘይለበምኩም፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ዘይልብምና ኽትፈትዉ፧ ኣቱም መላገጽቲ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ብላግጺ ባህ ኪብለኩም፧ ኣቱም ዓያሹ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኹም ፍልጠት ክትጸልኡ፧+
20 እቲ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርአ ባህርዩ ዀነ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን+ ኣምላኽነቱንሲ፡+ ካብ ፍጥረት ዓለም ኣትሒዙ ብንጹር ይርአ እዩ፣+ ስለዚ፡ ዜመኻንይዎ የብሎምን። 21 ንኣምላኽ እናፈለጥዎስ፡ ከም ኣምላኽ ገይሮም ኣየኽበርዎን፡ ኣየመስገንዎን እውን፣ የግዳስ፡ ብሓሳቦም ከንቱ ዀይኖም፡ እቲ ዘየስተውዕል ልቦም እውን ጸልሚቱ።+