ምሳሌ 18:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ንሓድሕዶም ክፉእ ዚጋበሩ ብጾት ኣለዉ፣+ግናኸ፡ ካብ ሓው ኣብሊጹ ዚለግብ ፈታዊ ኣሎ።+ ዮሃንስ 15:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንህይወቱ* ምእንቲ ኣዕሩኹ ኣሕሊፉ ኻብ ዚህባ ሰብ፡ ዚዓቢ ፍቕሪ ዘለዎ የልቦን።+