1 ሳሙኤል 24:16-18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ዳዊት ነዚ ዘረባ እዚ ንሳኦል ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ ሳኦል፡ “እዚ ድምጽኻ ድዩ፡ ዳዊት ወደይ፧” በለ።+ ሳኦል ከኣ ዓው ኢሉ በኸየ። 17 ንዳዊት ድማ ከምዚ በሎ፦ “ጽቡቕ ጌርካለይ ኢኻ፡ ኣነ ኸኣ ክፉእ ፈድየካ እየ እሞ፡ ካባይሲ ንስኻ ትጸድቕ።+ 18 እወ፡ የሆዋ ኣብ ኢድካ ኣሕሊፉ ምስ ሃበኒ ብዘይምቕታልካ፡ ዝገበርካለይ ጽቡቕ ሎሚ ነጊርካኒ ኢኻ።+ 1 ሳሙኤል 26:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ሽዑ፡ ሳኦል፡ “ኣነ እየ በዲለ።+ ዳዊት ወደይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንህይወተይ* ስለ ዘኽበርካያ፡+ ኣይክጐድኣካን እየ እሞ፡ ተመለስ። እወ፡ ዓሽየ፡ ብዙሕ እውን ተጋግየ እየ” በለ።
16 ዳዊት ነዚ ዘረባ እዚ ንሳኦል ተዛሪቡ ምስ ወድአ፡ ሳኦል፡ “እዚ ድምጽኻ ድዩ፡ ዳዊት ወደይ፧” በለ።+ ሳኦል ከኣ ዓው ኢሉ በኸየ። 17 ንዳዊት ድማ ከምዚ በሎ፦ “ጽቡቕ ጌርካለይ ኢኻ፡ ኣነ ኸኣ ክፉእ ፈድየካ እየ እሞ፡ ካባይሲ ንስኻ ትጸድቕ።+ 18 እወ፡ የሆዋ ኣብ ኢድካ ኣሕሊፉ ምስ ሃበኒ ብዘይምቕታልካ፡ ዝገበርካለይ ጽቡቕ ሎሚ ነጊርካኒ ኢኻ።+
21 ሽዑ፡ ሳኦል፡ “ኣነ እየ በዲለ።+ ዳዊት ወደይ፡ በዛ መዓልቲ እዚኣ ንህይወተይ* ስለ ዘኽበርካያ፡+ ኣይክጐድኣካን እየ እሞ፡ ተመለስ። እወ፡ ዓሽየ፡ ብዙሕ እውን ተጋግየ እየ” በለ።