ምሳሌ 15:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብ ቤት ጻድቕ ብዙሕ መዝገብ ኣሎ፣ፍርያት* እኩያት ግና ጭንቂ የምጽእ።+ መክብብ 5:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንሰብ ሃብትን ጥሪትን ብእኡ ናይ ምሕጓስ ክእለትን ካብ ሃቦ፡+ ጻማኡ* ይውሰድ፡ ብጻዕሩ እውን ይተሓጐስ። እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ።+
19 እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንሰብ ሃብትን ጥሪትን ብእኡ ናይ ምሕጓስ ክእለትን ካብ ሃቦ፡+ ጻማኡ* ይውሰድ፡ ብጻዕሩ እውን ይተሓጐስ። እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ።+