ዘሁልቍ 14:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 ንሳቶም ግና ብድፍረት ናብ ርእሲ እቲ ኸረን ደየቡ፣+ ታቦት ኪዳን የሆዋን ሙሴን ግና ካብ ማእከል ሰፈር ኣይለቐቑን።+ ኣስቴር 6:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንጉስ ድማ፡ “ኣብ ኣጸድ መን ኣሎ፧” በለ። ሃማን ከኣ ንንጉስ፡ ንማርዶካይ ኣብቲ ዘዳለወሉ ጕንዲ ብዛዕባ ምስቃል ኪዛረቦ ኢሉ+ ናብቲ ናይ ወጻኢ ኣጸድ ቤት* ንጉስ ኣትዩ ነበረ።+
4 ንጉስ ድማ፡ “ኣብ ኣጸድ መን ኣሎ፧” በለ። ሃማን ከኣ ንንጉስ፡ ንማርዶካይ ኣብቲ ዘዳለወሉ ጕንዲ ብዛዕባ ምስቃል ኪዛረቦ ኢሉ+ ናብቲ ናይ ወጻኢ ኣጸድ ቤት* ንጉስ ኣትዩ ነበረ።+