ምሳሌ 28:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ወትሩ ዚጥንቀቕ* ሰብ ሕጉስ እዩ፣ልቡ ዜትርር ግና፡ ኣብ መዓት ይወድቕ።+ ምሳሌ 29:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ድሕሪ ብዙሕ መግናሕቲ ኽሳዱ ዜትርር* ሰብ፡+ብሃንደበት ከም ዘይሓዊ ዀይኑ ይስበር።+