ምሳሌ 4:14, 15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ናብ መገዲ እኩያት ኣይትእቶ፣ብጐደና ኽፉኣት ከኣ ኣይትኺድ።+ 15 ካብኣ ርሓቕ፡ ብእኣ ኣይትኺድ፣+ካብኣ ኣልግስ፡ ሓሊፍካያ ድማ ኪድ።+