ምሳሌ 6:1-3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ወደየ፡ ንብጻይካ እንተ ተዋሒስካዮ፡+ምእንቲ ኻልእ ሰብ ኢድ እንተ ጠቒዕካ፡*+ 2 ብዝኣቶኻዮ ቓል እንተ ተፈንጢርካ፡ብቓላት ኣፍካ ድማ እንተ ተታሒዝካ፡+ 3 ወደየ፡ ኣብ ኢድ ብጻይካ ወዲቕካ ኢኻ እሞ፡ከምዚ ጌርካ ንርእስኻ ኣናግፋ፦ ኪድ፡ ትሕት በል፡ ንብጻይካ ድማ ብህጹጽ ለምኖ።+
6 ወደየ፡ ንብጻይካ እንተ ተዋሒስካዮ፡+ምእንቲ ኻልእ ሰብ ኢድ እንተ ጠቒዕካ፡*+ 2 ብዝኣቶኻዮ ቓል እንተ ተፈንጢርካ፡ብቓላት ኣፍካ ድማ እንተ ተታሒዝካ፡+ 3 ወደየ፡ ኣብ ኢድ ብጻይካ ወዲቕካ ኢኻ እሞ፡ከምዚ ጌርካ ንርእስኻ ኣናግፋ፦ ኪድ፡ ትሕት በል፡ ንብጻይካ ድማ ብህጹጽ ለምኖ።+