ማቴዎስ 7:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ቅዱስ ዘበለ ንኣኽላባት ኣይትሃቡ። ብኣእጋሮም ከይረግጽዎ እሞ፡ ተመሊሶም ከይትርትሩኹም፡ ሉልኩም ኣብ ቅድሚ ሓሰማታት ኣይትደርብዩ።+