ምሳሌ 4:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንጥበብ ኣጥርያ፡ ንኣእምሮ ኣጥርያ።+ ነቲ ዝብሎ ኣይትረስዓዮ፡ ካብኡ እውን ኣይተልግስ። ምሳሌ 16:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ምጥራይ ጥበብሲ ኻብ ወርቂ ኽንደይ ኰን ይበልጽ!+ምጥራይ ኣእምሮ ድማ ካብ ብሩር ይሕረ።+