ምሳሌ 7:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ከም ኣመንዝራ እተኸድነት፡*+ ልባ ጐራሕ ዝዀነሰበይቲ ድማ ክትቅበሎ ረኣኹ። ምሳሌ 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ሓንሳእ ኣብ ግዳም፡ ሓንሳእ ኣብ ኣደባባይ ትጸንሕ፣ኣብ ጥቓ ዅሉ ዅርናዕ ድማ ተድቢ።+ መክብብ 7:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሽዑ፡ እዚ ረኸብኩ፦ ካብ ሞትሲ እታ ኸም መርበብ ሃዳናይ ዝዀነት፡ ልባ ድማ ከምቲ ንምግፋፍ ዜገልግል መርበብ ዝዀነ፡ ኣእዳዋ ኸኣ ከም ሰንሰለት ማእሰርቲ ዝዀና ሰበይቲ ትመርር። እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ባህ ዜብሎ ኻብኣ የምልጥ፣+ ሓጥእ ግና ብእኣ ይተሓዝ።+
26 ሽዑ፡ እዚ ረኸብኩ፦ ካብ ሞትሲ እታ ኸም መርበብ ሃዳናይ ዝዀነት፡ ልባ ድማ ከምቲ ንምግፋፍ ዜገልግል መርበብ ዝዀነ፡ ኣእዳዋ ኸኣ ከም ሰንሰለት ማእሰርቲ ዝዀና ሰበይቲ ትመርር። እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ባህ ዜብሎ ኻብኣ የምልጥ፣+ ሓጥእ ግና ብእኣ ይተሓዝ።+