ምሳሌ 10:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ህኩያት ኣእዳው የድክያ፣+ትጉሃት ኣእዳው ግና የሀብትማ።+ ምሳሌ 23:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ሰኽራምን ህሩፍንሲ ይደኽዩ እዮም፣+ትኽስታ ድማ ጨርቀምቀም የብል እዩ።