-
2 ነገስት 6:21, 22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 ንጉስ እስራኤል ምስ ረኣዮም ድማ ንኤልሳእ፡ “ክቐትሎምዶ፧ ኣቦየ፡ ክቐትሎምዶ፧” በሎ። 22 ንሱ ግና፡ “ኣይትቕተሎም። ነቶም ብሰይፍኻን ብቐስትኻን ዝማረኽካዮም ትቐትሎምዶ፧ በሊዖምን ሰትዮምን ናብ ጐይታኦም ኪምለሱስ፡ እንጌራን ማይን ግዳ ሃቦም” በለ።+
-