መዝሙር 104:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ኦ የሆዋ፡ ግብርታትካስ ክንደይ ኰን ብዙሕ እዩ!+ ንዅሉ ብጥበብ ጌርካዮ።+ ምድሪ ብተግባርካ መሊኣ ኣላ።