ጸፎንያስ 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 መሳፍንታ ኣብ ውሽጣ ዚጓዝሙ ኣናብስ እዮም።+ ፈራዶኣ ብለይቲ ተዃሉ እዮም፣ክሳዕ ንግሆ ኸኣ ዚቝርጠም ዓጽሚ እኳ ኣይሓድጉን። ማቴዎስ 2:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ድሕሪኡ፡ ሄሮድስ በቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኸም እተታለለ ምስ ፈለጠ፡ ኣመና ነደረ፣ ብመሰረት እቲ ኻብቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኣርጊጹ ዝፈለጦ ግዜ፡ ኣብ ቤት-ልሄምን ኣብ ኵሉ ጐደቦታታን ንዝጸንሑ፡ ደቂ ኽልተ ዓመትን ካብኡ ንታሕትን ዘበሉ ዅሎም ኣወዳት ልኢኹ ኣቕተለ።+
16 ድሕሪኡ፡ ሄሮድስ በቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኸም እተታለለ ምስ ፈለጠ፡ ኣመና ነደረ፣ ብመሰረት እቲ ኻብቶም ቈጸርቲ ኸዋኽብቲ ኣርጊጹ ዝፈለጦ ግዜ፡ ኣብ ቤት-ልሄምን ኣብ ኵሉ ጐደቦታታን ንዝጸንሑ፡ ደቂ ኽልተ ዓመትን ካብኡ ንታሕትን ዘበሉ ዅሎም ኣወዳት ልኢኹ ኣቕተለ።+