-
2 ነገስት 5:20-22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ገሓዚ+ ጊልያ ኤልሳእ እቲ ናይቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ሰብ ድማ፡+ ‘እንሆ ጐይታይ ንንእማን+ እዚ ሶርያዊ፡ ነቲ ዘምጽኦ ኻብ ኢዱ ብዘይምቕባል፡ ንሒፍዎ። ከምቲ የሆዋ ህያው ዝዀነ፡ ደድሕሪኡ ኽጐይን ካብኡ ገለ ኽወስድን እየ’ በለ። 21 ገሓዚ ኸኣ፡ ደድሕሪ ንእማን ሰዓበ። ንእማን ድማ ደድሕሪኡ ዚጐዪ ምስ ረኣየ፡ ኪቕበሎ ኻብ ሰረገላኡ ወሪዱ፡ “ደሓንዶ፧” በሎ። 22 ንሱ ኸኣ፡ “ደሓን። ጐይታይ ደኣ፡ ‘እንሆ፡ ክልተ ኣጕባዝ ካብ ኣኽራን ኤፍሬም፡ ካብ ደቂ ነብያት ሕጂ ሕጂ መጺኦምኒ። በጃኻ፡ ንዓታቶም ሓደ ታለንት ብሩርን ክልተ ለውጢ ኽዳውንትን ሃቦም’ ኢሉ ልኢኹኒ” በሎ።+
-
-
ኤርምያስ 17:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ኣብ ፍርቂ ዕድሚኡ ይሓድጎ፣
ኣብ መወዳእታ ኸኣ ዓሻ ይኸውን።”
-