2 ሳሙኤል 12:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ናታን ከኣ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ “እቲ ሰብኣይ ንስኻ ኢኻ። የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኣነ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ቀቢአካ፣+ ካብ ኢድ ሳኦል ዘናገፍኩኻ እውን ኣነ እየ።+ 2 ሳሙኤል 12:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ብምግባር፡ ስለምንታይ ቃሉ ንዒቕካ፧ ንኡርያ እቲ ሔታዊ ብሰይፊ ቐቲልካዮ።+ ንዕኡ ብሰይፊ ዓሞናውያን ምስ ቀተልካዮ ኸኣ፡+ ንሰበይቱ ሰበይትኻ ኽትከውን ወሲድካያ።+ ገላትያ 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ይኹን እምበር፡ ኬፋ*+ ናብ ኣንጾክያ+ ምስ መጸ፡ ብንጹር በዳሊ ዀይኑ ስለ እተረኽበ፡ ገጽ ንገጽ ተቓወምክዎ።
7 ናታን ከኣ ንዳዊት ከምዚ በሎ፦ “እቲ ሰብኣይ ንስኻ ኢኻ። የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ከምዚ ይብል፦ ‘ኣነ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ንጉስ ክትከውን ቀቢአካ፣+ ካብ ኢድ ሳኦል ዘናገፍኩኻ እውን ኣነ እየ።+
9 ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ የሆዋ ኽፉእ ብምግባር፡ ስለምንታይ ቃሉ ንዒቕካ፧ ንኡርያ እቲ ሔታዊ ብሰይፊ ቐቲልካዮ።+ ንዕኡ ብሰይፊ ዓሞናውያን ምስ ቀተልካዮ ኸኣ፡+ ንሰበይቱ ሰበይትኻ ኽትከውን ወሲድካያ።+