ምሳሌ 3:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብምሉእ ልብኻ ብየሆዋ ተኣመን፣*+ኣብ ኣእምሮኻ ድማ ኣይትጸጋዕ።+ ኤርምያስ 17:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ልቢ ኻብ ኵሉ ጠላምን* ቀባጽን* እዩ።+ መንከ ኺፈልጦ ይኽእል፧