-
ዘፍጥረት 16:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ሳራይ ድማ ንኣብራም፡ “እዚ ኣባይ እተገብረ ዓገብ፡ ናትካ ጌጋ እዩ። ኣነ እየ ንገረደይ ኣብ ሕቝፍኻ ዝሃብኩኻ፣ ከም ዝጠነሰት ምስ ፈለጠት ከኣ ንዒቓትኒ። የሆዋ ኣብ መንጎይን ኣብ መንጎኻን ይፍረድ” በለቶ።