2 ዜና መዋእል 9:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ከመይሲ፡ መራኽብ ንጉስ ምስ መራኽብ ሒራም+ ናብ ተርሲስ+ ይኸዳ ነበራ። እተን መራኽብ ተርሲስ ከኣ ወርቅን ብሩርን ስኒ ሓርማዝን+ ህበይን ጣዎስን ተጻዒነን ኣብ ሰሰለስተ ዓመት ሓንሳእ ይመጻ ነበራ።
21 ከመይሲ፡ መራኽብ ንጉስ ምስ መራኽብ ሒራም+ ናብ ተርሲስ+ ይኸዳ ነበራ። እተን መራኽብ ተርሲስ ከኣ ወርቅን ብሩርን ስኒ ሓርማዝን+ ህበይን ጣዎስን ተጻዒነን ኣብ ሰሰለስተ ዓመት ሓንሳእ ይመጻ ነበራ።