መክብብ 5:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሕልምስ ብዛዕባ ዕዮ እምብዛ ኻብ ምሕሳብ* እዩ ዚመጽእ፣+ ዓጀውጀው ዓሻ ድማ ካብ ብዝሒ ቓላት እዩ ዚመጽእ።+