1 ነገስት 4:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ይሁዳን እስራኤልን ከምቲ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ዝምብዛሖም ነበሩ፣+ ይበልዑን ይሰትዩን ይሕጐሱን ድማ ነበሩ።+