ሮሜ 13:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ስለዚ፡ ስለ ሕልና ኢልኩም እምበር፡ ስለ ቝጥዓ ኢልኩም ጥራይ ኣይኰነን ክትግዝኡ ዚግብኣኩም።+ 1 ጴጥሮስ 3:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንሰናይ ቀናኣት እንተ ዄንኩም፡ መን እዩ ዚጐድኣኩም፧+