መክብብ 3:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስለዚ፡ ብልበይ፡ “ንዅሉ ንጥፈትን ንዅሉ ተግባርን ገግዜኡ ኣለዎ እሞ፡ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንጻድቕን ንእኩይን ኪፈርዶም እዩ” በልኩ።+