መዝሙር 10:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ብትዕቢቱ፡ እኩይ ኣይምርምርን፣ኵሉ ሓሳባቱ፡ “ኣምላኽ የልቦን” እዩ።+ መዝሙር 10:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ብልቡ፡ “ከቶ ኣይክናወጽን* እየ፣ንውሉድ ወለዶመዓት ከቶ ኣይክርእን እየ” ይብል።+