1 ሳሙኤል 2:22, 23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኤሊ ድማ ኣዝዩ ኣረገ፣ እቲ እቶም ደቁ ንዅሉ እስራኤል ዚገብርዎ ዝነበሩን+ ምስተን ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ዜገልግላ ኣንስቲ ኸም ዚድቅሱን ከኣ ሰምዐ።+ 23 ንዓታቶም ድማ ከምዚ ይብሎም ነበረ፦ “ስለምንታይ ኢኹም ከምዚ እትገብሩ ዘለኹም፧ እዚ ብዛዕባኹም ካብ ኵሉ ህዝቢ ዝሰምዖ ዘለኹ ነገርሲ ኽፉእ እዩ።
22 ኤሊ ድማ ኣዝዩ ኣረገ፣ እቲ እቶም ደቁ ንዅሉ እስራኤል ዚገብርዎ ዝነበሩን+ ምስተን ኣብ ኣፍ ደገ ድንኳን ምርኻብ ዜገልግላ ኣንስቲ ኸም ዚድቅሱን ከኣ ሰምዐ።+ 23 ንዓታቶም ድማ ከምዚ ይብሎም ነበረ፦ “ስለምንታይ ኢኹም ከምዚ እትገብሩ ዘለኹም፧ እዚ ብዛዕባኹም ካብ ኵሉ ህዝቢ ዝሰምዖ ዘለኹ ነገርሲ ኽፉእ እዩ።