መክብብ 2:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ንሰብሲ ኻብ ምብላዕን ምስታይን ብጻዕሩ ኻብ ምሕጓስን* ዚሓይሽ ሓንቲ እኳ የብሉን።+ እዚ እውን ካብ ኢድ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ምዃኑ ተገንዘብኩ።+ መክብብ 3:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንዓታቶምሲ ብህይወት ከለዉ ኻብ ምሕጓስን ጽቡቕ ካብ ምግባርን ዚሓይሽ ነገር ከም ዘይብሎም ደምደምኩ፣+ 13 ኵሉ ሰብ እውን ይብላዕን ይስተን፡ ብዅሉ ጻዕሩ ድማ ይተሓጐስ። እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ።+
12 ንዓታቶምሲ ብህይወት ከለዉ ኻብ ምሕጓስን ጽቡቕ ካብ ምግባርን ዚሓይሽ ነገር ከም ዘይብሎም ደምደምኩ፣+ 13 ኵሉ ሰብ እውን ይብላዕን ይስተን፡ ብዅሉ ጻዕሩ ድማ ይተሓጐስ። እዚ ኸኣ ውህበት ኣምላኽ እዩ።+