መክብብ 9:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣብቲ እትኸዶ መቓብርሲ* ዕዮ ዀነ፡ ውጥን ኰነ፡ ፍልጠት ኰነ፡ ወይ ጥበብ የልቦን እሞ፡ ኢድካ ኽትገብሮ እትረኽቦ ዘበለ፡ ብዅሉ ሓይልኻ ግበሮ።+