-
መክብብ 2:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ሽዑ፡ ብልበይ፡ “እቲ ንዓሻ ዚበጽሖስ፡ ንዓይ እውን ኪበጽሓኒ እዩ” በልኩ።+ እምብዛ ጥበበኛ ብምዃነይ ደኣ እንታይ ረባሕኩ፧ ብልበይ ድማ፡ “እዚ እውን ከንቱነት እዩ” በልኩ።