መክብብ 8:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ከምቲ ሰብ ኣብ ልዕሊ መንፈስ* ሓይሊ ዘይብሉ ወይ ንመንፈስ ኪገትኦ ዘይክእል፡ ኣብ ልዕሊ መዓልቲ ሞት ሓይሊ ዘለዎ እውን የልቦን።+ ከምቲ ብግዜ ውግእ ሓደ እኳ ዘይሰናበት፡ እከይ እውን ንገበርቱ፡ ኬምልጡ ኣይፈቕደሎምን እዩ።* ያእቆብ 4:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 እስከ ሕጂ ኣቱም፡ “ሎሚ ወይስ ጽባሕ ናብታ ኸተማ እቲኣ ኽንከይድ፡ ኣብኣ እውን ዓመት ክንገብር፡ ክንነግድን ክንረብሕን ኢና” እትብሉ፡+ 14 ጽባሕ ህይወትኩም እንታይ ከም እትኸውን ኣይትፈልጡን ኢኹም።+ ንቝሩብ ግዜ ተራእዩስ ደሓር ዚበንን ግመ ኢኹም።+
8 ከምቲ ሰብ ኣብ ልዕሊ መንፈስ* ሓይሊ ዘይብሉ ወይ ንመንፈስ ኪገትኦ ዘይክእል፡ ኣብ ልዕሊ መዓልቲ ሞት ሓይሊ ዘለዎ እውን የልቦን።+ ከምቲ ብግዜ ውግእ ሓደ እኳ ዘይሰናበት፡ እከይ እውን ንገበርቱ፡ ኬምልጡ ኣይፈቕደሎምን እዩ።*
13 እስከ ሕጂ ኣቱም፡ “ሎሚ ወይስ ጽባሕ ናብታ ኸተማ እቲኣ ኽንከይድ፡ ኣብኣ እውን ዓመት ክንገብር፡ ክንነግድን ክንረብሕን ኢና” እትብሉ፡+ 14 ጽባሕ ህይወትኩም እንታይ ከም እትኸውን ኣይትፈልጡን ኢኹም።+ ንቝሩብ ግዜ ተራእዩስ ደሓር ዚበንን ግመ ኢኹም።+