-
መዝሙር 25:7መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
7 ሓጢኣት ንእስነተይን ኣበሳይን ኣይትዘክር።
-
-
2 ጢሞቴዎስ 2:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 ስለዚ፡ ካብ ትምኒት ንእስነት ህደም፣ ምስቶም ብንጹህ ልቢ ንጐይታ ዚጽውዕዎ ኸኣ ጽድቅን እምነትን ፍቕርን ሰላምን ስዓብ።
-