ኤርምያስ 10:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኦ ንጉስ ኣህዛብ፡+ ይግብኣካ እዩ እሞ፡ መን እዩ ዘይፈርሃካ፧ ካብ ኵሎም ጥበበኛታት ኣህዛብን ካብ ኵለን መንግስትታቶምንሲ፡ከማኻ ዝበለ ሓደ እኳ የልቦን።+ ራእይ 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ የሆዋ፡* ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘየኽብርንከ መን እዩ፧+ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”+
4 ኦ የሆዋ፡* ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘየኽብርንከ መን እዩ፧+ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”+