መዝሙር 69:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ጸርፊ ንልበይ ሰይርዎ እዩ እሞ፡ ቍስለይ ዘይሓዊ ዀይኑ።* ዚድንግጸለይ ክረክብ ተስፋ ገይረ ነይረ፣ ሓደ እኳ ኣይነበረን፣+ዜጸናንዓኒ ኽረክብ እውን ተጸብየ ነይረ፣ ሓደ እኳ ኣይረኸብኩን።+ መዝሙር 142:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ናብ የማነይ ጠምት እሞ፡ብዛዕባይ ዚሓሊ* ሓደ እኳ ኸም ዘየልቦ ርአ።+ ዝሃድመሉ ቦታ የብለይን።+ ብዛዕባይ* ዚሓስብ ሓደ እኳ የልቦን።
20 ጸርፊ ንልበይ ሰይርዎ እዩ እሞ፡ ቍስለይ ዘይሓዊ ዀይኑ።* ዚድንግጸለይ ክረክብ ተስፋ ገይረ ነይረ፣ ሓደ እኳ ኣይነበረን፣+ዜጸናንዓኒ ኽረክብ እውን ተጸብየ ነይረ፣ ሓደ እኳ ኣይረኸብኩን።+