2 ሳሙኤል 7:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+ እዮብ 5:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንትሑታት ልዕል የብሎም፡ንጕሁያት ድማ ናብ ድሕነት የተንስኦም።
8 ሕጂ ድማ ንጊልያይ ዳዊት ከምዚ በሎ፦ ‘የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል፦ “ኣነ ኣብ ልዕሊ ህዝበይ እስራኤል መራሒ ኽትከውን፡+ ካብ መጓሰዪታት፡ ንመጓሰ ኻብ ምስዓብ ወሲደካ እየ።+