2 ሳሙኤል 20:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ኣብኡ ኸኣ ሓደ መሸገሪ፡ ሸባ+ ዝስሙ ወዲ ቢክሪ ብንያማዊ ሰብኣይ ነበረ። ንሱ ድማ፡ “ኣብ ዳዊት ግደ የብልናን፣ ኣብ ወዲ እሴይ ከኣ ርስቲ የብልናን።+ ኦ እስራኤል፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ኣማልኽቱ* ይመለስ!”+ ኢሉ መለኸት ነፍሐ።+
20 ኣብኡ ኸኣ ሓደ መሸገሪ፡ ሸባ+ ዝስሙ ወዲ ቢክሪ ብንያማዊ ሰብኣይ ነበረ። ንሱ ድማ፡ “ኣብ ዳዊት ግደ የብልናን፣ ኣብ ወዲ እሴይ ከኣ ርስቲ የብልናን።+ ኦ እስራኤል፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ኣማልኽቱ* ይመለስ!”+ ኢሉ መለኸት ነፍሐ።+