መዝሙር 15:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ድንኳንካ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧ ኣብ ቅዱስ ከረንካ ዚነብርከ መን እዩ፧+ 2 እቲ ብዘይ ኣበር* ዚመላለስ፡+ቅኑዕ ዚገብር፡+ብልቡ ድማ ሓቂ ዚዛረብ።+
15 ኦ የሆዋ፡ ኣብ ድንኳንካ ጋሻ ዚኸውን መን እዩ፧ ኣብ ቅዱስ ከረንካ ዚነብርከ መን እዩ፧+ 2 እቲ ብዘይ ኣበር* ዚመላለስ፡+ቅኑዕ ዚገብር፡+ብልቡ ድማ ሓቂ ዚዛረብ።+