ዘዳግም 4:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ከመይሲ፡ የሆዋ ኣምላኽካ ዚባላዕ ሓዊ፡+ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደሊ ኣምላኽ እዩ።+ 1 ዮሃንስ 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ እሞ፡ እቲ ዘየፍቅር ንኣምላኽ ኣይፈልጦን እዩ።+