ኤርምያስ 8:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ራዛ እኳ ኣብ ሰማይ ምዱብ ግዜኡ ይፈልጥ፣ባሬቶን ለዃዂቶን ጭሩን* ዚምለሳሉ ግዜ* ይሕልዋ። ህዝበይ ግና ፍርዲ የሆዋ ኣይርዳእን እዩ።”’+