መሃልየ መሃልይ 4:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 “እነኺ፡ ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ። እነኺ፡ ጽብቕቲ ኢኺ። ኣዒንትኺ ብድሕሪ መጐልበቢኺ ኸም ናይ ረገቢት እየን። ጸጕርኺ ኸምተን ካብ ኣኽራን ጊልዓድ ዚወርዳመጓሰ ኣጣል እዩ።+
4 “እነኺ፡ ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ። እነኺ፡ ጽብቕቲ ኢኺ። ኣዒንትኺ ብድሕሪ መጐልበቢኺ ኸም ናይ ረገቢት እየን። ጸጕርኺ ኸምተን ካብ ኣኽራን ጊልዓድ ዚወርዳመጓሰ ኣጣል እዩ።+