መሃልየ መሃልይ 7:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ተኽሊ ወይኒ እንተ ጠጢዑ፡*ጐጕማ እንተ ነቒዑ፡+ሮማን እውን እንተ ዓምቢቡ ኽንርኢ፡+ኣንጊህና ተንሲእና ናብ ኣታኽልቲ ወይኒ ንኺድ።+ ኣብኡ ፍትወተይ ክገልጸልካ እየ።
12 ተኽሊ ወይኒ እንተ ጠጢዑ፡*ጐጕማ እንተ ነቒዑ፡+ሮማን እውን እንተ ዓምቢቡ ኽንርኢ፡+ኣንጊህና ተንሲእና ናብ ኣታኽልቲ ወይኒ ንኺድ።+ ኣብኡ ፍትወተይ ክገልጸልካ እየ።