ኢሳይያስ 44:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ብዛዕባ ቂሮስ፡+ ‘ንሱ ጓሳይ እዩ፡ፍቓደይ ከኣ ምሉእ ብምሉእ ኪፍጽም እዩ’ ዝብል፡+ብዛዕባ የሩሳሌም፡ ‘ዳግም ክትህነጽ እያ’ ዝብል፡ብዛዕባ እታ ቤተ መቕደስ ድማ፡ ‘ክትስረት እያ’ ዝብል ኣነ እየ።”+ ኢሳይያስ 46:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንኣሞራ ኻብ ምብራቕ ጸሓይ፡+ውሳነይ* ንዚፍጽም ከኣ ካብ ርሑቕ ሃገር እጽውዕ ኣለኹ።+ ተዛሪበ እየ፡ ከምጽኦ ድማ እየ። ዓሊመ እየ፡ ክፍጽሞ እውን እየ።+ ራእይ 16:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ኣፍሰሰ፣+ ነቶም ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ከኣ፡+ እቲ ማዩ ነጸፈ።+
28 ብዛዕባ ቂሮስ፡+ ‘ንሱ ጓሳይ እዩ፡ፍቓደይ ከኣ ምሉእ ብምሉእ ኪፍጽም እዩ’ ዝብል፡+ብዛዕባ የሩሳሌም፡ ‘ዳግም ክትህነጽ እያ’ ዝብል፡ብዛዕባ እታ ቤተ መቕደስ ድማ፡ ‘ክትስረት እያ’ ዝብል ኣነ እየ።”+
12 እቲ ሻድሻይ ድማ ጭሔሎኡ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ ኣፍሰሰ፣+ ነቶም ካብ ምብራቕ ጸሓይ ዚመጹ ነገስታት መገዲ ምእንቲ ኺዳለወሎም ከኣ፡+ እቲ ማዩ ነጸፈ።+