ዘፍጥረት 30:22, 23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ኣምላኽ ድማ ንራሄል ዘከራ፣ ኣምላኽ ከኣ ሰምዓ እሞ፡ ጥንሲ ኽትሕዝ ኣኽኣላ።*+ 23 ንሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ እውን ወለደት። ሽዑ፡ “ኣምላኽ ሕስራነይ ኣርሓቐለይ” በለት።+ ሉቃስ 1:24, 25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ድሕሪ ገለ መዓልትታት ከኣ፡ ኤልሳቤጥ ሰበይቱ ጠነሰት፣ ከምዚ እናበለት ከኣ ንሓሙሽተ ወርሒ ተሓብአት፦ 25 “የሆዋ* በዘን መዓልትታት እዚአን ከምዚ ገይሩለይ። ካብ መንጎ ሰባት ሕስራነይ ምእንቲ ኼርሕቕ፡ ቈላሕታኡ ገይሩለይ።”+
22 ኣምላኽ ድማ ንራሄል ዘከራ፣ ኣምላኽ ከኣ ሰምዓ እሞ፡ ጥንሲ ኽትሕዝ ኣኽኣላ።*+ 23 ንሳ ድማ ጠነሰት፡ ወዲ እውን ወለደት። ሽዑ፡ “ኣምላኽ ሕስራነይ ኣርሓቐለይ” በለት።+
24 ድሕሪ ገለ መዓልትታት ከኣ፡ ኤልሳቤጥ ሰበይቱ ጠነሰት፣ ከምዚ እናበለት ከኣ ንሓሙሽተ ወርሒ ተሓብአት፦ 25 “የሆዋ* በዘን መዓልትታት እዚአን ከምዚ ገይሩለይ። ካብ መንጎ ሰባት ሕስራነይ ምእንቲ ኼርሕቕ፡ ቈላሕታኡ ገይሩለይ።”+