ኤርምያስ 33:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 በተን መዓልትታት እቲአን፡ ይሁዳ ኺድሕን እዩ፡+ የሩሳሌም ከኣ ብደሓን ክትነብር እያ።+ ከምዚ ተባሂላ ድማ ክትጽዋዕ እያ፦ የሆዋ ጽድቅና እዩ።’”+