መዝሙር 25:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሓጢኣት ንእስነተይን ኣበሳይን ኣይትዘክር። ኦ የሆዋ፡ ስለ ሕያውነትካ* ኢልካ፡+በቲ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ዘክረኒ።+ መዝሙር 79:8, 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ብስሕተት ኣቦታትና ተሓተትቲ ኣይትግበረና።+ ኣዚና ተዋሪድና ኢና እሞ፡ቀልጢፍካ ምሕረትካ ኣርእየና።+ 9 ኦ ኣምላኽ ድሕነትና፡+ምእንቲ እቲ ኽቡር ስምካ ኢልካ ርድኣና፣ምእንቲ ስምካ ኢልካ ኣናግፈና፡ ሓጢኣትና እውን ይቕረ በለልና።*+ ህዝቅኤል 20:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ግናኸ፡ ምእንቲ ስመይ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ መንጎኦም ዝነበሩ ኣህዛብ ከይረክስ ኢለ ገበርኩ።+ ስለምንታይሲ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ ምስ ኣውጻእክዎም፡ ኣብ ቅድሚ እዞም ኣህዛብ እዚኦም ተፈሊጠሎም እየ።*+
8 ብስሕተት ኣቦታትና ተሓተትቲ ኣይትግበረና።+ ኣዚና ተዋሪድና ኢና እሞ፡ቀልጢፍካ ምሕረትካ ኣርእየና።+ 9 ኦ ኣምላኽ ድሕነትና፡+ምእንቲ እቲ ኽቡር ስምካ ኢልካ ርድኣና፣ምእንቲ ስምካ ኢልካ ኣናግፈና፡ ሓጢኣትና እውን ይቕረ በለልና።*+
9 ግናኸ፡ ምእንቲ ስመይ ኣብ ቅድሚ እቶም ኣብ መንጎኦም ዝነበሩ ኣህዛብ ከይረክስ ኢለ ገበርኩ።+ ስለምንታይሲ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ ምስ ኣውጻእክዎም፡ ኣብ ቅድሚ እዞም ኣህዛብ እዚኦም ተፈሊጠሎም እየ።*+