ኤርምያስ 21:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንጉስ ጼዴቅያስ+ ንጳሽሑር+ ወዲ ማልክያን ንጸፎንያስ+ ወዲ ማዓስያ እቲ ኻህንን፡ ንኤርምያስ ኪሓትትዎ ኢሉ ምስ ለኣኾም፡ ናብ ኤርምያስ ቃል የሆዋ መጸ። 2 ንሳቶም ድማ፡ “ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ይዋግኣና ኣሎ እሞ፡ ንየሆዋ ሕተተልና።+ ንሱ ኻባና ምእንቲ ኼንሳሕብሲ፡ ምናልባት የሆዋ ሓደ ኻብቲ ዜደንቕ ግብርታቱ ይገብረልና ይኸውን” በልዎ።+
21 ንጉስ ጼዴቅያስ+ ንጳሽሑር+ ወዲ ማልክያን ንጸፎንያስ+ ወዲ ማዓስያ እቲ ኻህንን፡ ንኤርምያስ ኪሓትትዎ ኢሉ ምስ ለኣኾም፡ ናብ ኤርምያስ ቃል የሆዋ መጸ። 2 ንሳቶም ድማ፡ “ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን ይዋግኣና ኣሎ እሞ፡ ንየሆዋ ሕተተልና።+ ንሱ ኻባና ምእንቲ ኼንሳሕብሲ፡ ምናልባት የሆዋ ሓደ ኻብቲ ዜደንቕ ግብርታቱ ይገብረልና ይኸውን” በልዎ።+